የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ስራ ማህበራት ማስፋፋት የገበያ ልማት ኤጀንሲ

መግለጫ

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

አካዉንቲንግ ዲፐሎማ/ ቀዳማይ ዲግሪ

ሲኦሲ ዝምልከቶ ከቅርብ ዝክእል

ተፈላጊ ችሎታ

ፒችትሪ አካዉንቲንግ ክእለት ዘለዎ

ፅቡቅ ኢንግሊዘኛ ክእለት ዘለዎ

ብሓባር ናይ ምስራሕ ተክእሎ ዘለዎ

ስራ ልምድ

ዲፐሎማ 6 ዓመት

ቀዳማይ ዲግሪ 3 ዓመት ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

How to apply

አመልከቲ ሲቪን አፕሊኬሽን ለተርን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ምስ ኦርጅናል ብምሓዝ ክትምዝገቡ ትክእሉ

ምዝገባ ካብ 19 /12 /2008 ዓም ክሳብ 27 /12 /2008 ዓም

አድራሻ ቀበሌ 11 ንግዲ ባንኪ ኢትዮዽያ ጨንፈር ሮማናት ቀዳማይ ደብሪ መቀለ ቁፅሪ 101

ንተወሳኪ ሓበሬታ Â 0344405029 /5265