| ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ጁኔር አካዉንታንት |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ነሓሰ 19, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ ነሓሰ 27, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | አካዉንቲንግ ዲፐሎማ/ ቀዳማይ ዲግሪ ሲኦሲ ዝምልከቶ ከቅርብ ዝክእል |
| ተፈላጊ ችሎታ | ፒችትሪ አካዉንቲንግ ክእለት ዘለዎ ፅቡቅ ኢንግሊዘኛ ክእለት ዘለዎ ብሓባር ናይ ምስራሕ ተክእሎ ዘለዎ |
| ስራ ልምድ | ዲፐሎማ 6 ዓመት ቀዳማይ ዲግሪ 3 ዓመት ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | አመልከቲ ሲቪን አፕሊኬሽን ለተርን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ምስ ኦርጅናል ብምሓዝ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምዝገባ ካብ 19 /12 /2008 ዓም ክሳብ 27 /12 /2008 ዓም አድራሻ ቀበሌ 11 ንግዲ ባንኪ ኢትዮዽያ ጨንፈር ሮማናት ቀዳማይ ደብሪ መቀለ ቁፅሪ 101 ንተወሳኪ ሓበሬታ Â 0344405029 /5265 |