መግለጫ
ንኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፀአ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብቋሚነት አወዳዲሩ ናይ ዝዉዉር ወይከዓ ቁፃር ክቆፅር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
1ይ ዲግሪÂ Â
ተፈላጊ ችሎታ
ብኣካዉንቲንግ : ብባንኪ ኢንሹራንስ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን: ኮኦፕሬቲቭ ወይ ተመሳሳሊ ኾይኑ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ/ዋ
ብቁዕ ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ
ብቁዕ ናይ ኮሚኒከሽን ክእለት ዝለዋ/ዎ ብስነምግበሩ መርአያ ዝኮነÂ
ስራ ልምድ
6 ዓመት
How to apply
- ዋና Original ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ CVን
- ምዝገባ ዕለት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 26/08/2008 ክሳብ 2/09/2008 ዓ/ም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ተወልደ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ከምትክእሉ እናሐበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ነተሓሳስብ
- ኣድራሻና ኣብ ቅድሚ ሄራን ሆቴል ጥቃ እንዳጋብር ቤቴክርስትያን
- ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 441 87 83 ምሕታት ይከኣል