| ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሲነር አካዉንቲንግ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ሚያዝያ 27, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ ጉንበት 2, 2008 |
| ቦታ | መቀለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 2 |
| መግለጫ | ንኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፀአ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብቋሚነት አወዳዲሩ ናይ ዝዉዉር ወይከዓ ቁፃር ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | 1ይ ዲግሪÂ Â |
| ተፈላጊ ችሎታ | ብኣካዉንቲንግ : ብባንኪ ኢንሹራንስ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን: ኮኦፕሬቲቭ ወይ ተመሳሳሊ ኾይኑ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ/ዋ ብቁዕ ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ ብቁዕ ናይ ኮሚኒከሽን ክእለት ዝለዋ/ዎ ብስነምግበሩ መርአያ ዝኮነÂ |
| ስራ ልምድ | 6 ዓመት |
| How to apply |
|