የትግራይ ክልል እቅድና ፋይናንስን ቢሮ

መግለጫ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣ ከስ ምምር መንግስታዊ ፋይናንስ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃር ብናይ ደገ ዝዉዉር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዙይ መሰረት ነዚ ዝወፀ መመዘኒ ሮቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ንዕድም

የትምህርት ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ

ብአካዉንቲንግ

ብፋይናንሻል ማናጅመንት

ቢዝነስ ማናጅመንት

ማናጅመንት

ፐብሊክ ፋይናንስ

ተፈላጊ ችሎታ

ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ

ብአካዉንቲንግ

ብፋይናንሻል ማናጅመንት

ቢዝነስ ማናጅመንት

ማናጅመንት

ፐብሊክ ፋይናንስ

ስራ ልምድ

አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ንዲግሪ Â 6

ንማስተርስ 4

How to apply

ነቲ አብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መመዘኒ ሮቃሒ እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና

አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ

ናይ ምዝገባ ዕለት 27 /07/ 2008 ክሳብ 03 /08 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት

COC ዝምልከተኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት በምልክታ ክግለፅ ዩ

ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 1- 12