| ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ፋይናንስ ሪፖርት ኦፊሰር |
| የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ ሚያዝያ 3, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | 16- 2 -21 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣ ከስ ምምር መንግስታዊ ፋይናንስ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃር ብናይ ደገ ዝዉዉር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዙይ መሰረት ነዚ ዝወፀ መመዘኒ ሮቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ንዕድም |
| የትምህርት ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ ብአካዉንቲንግ ብፋይናንሻል ማናጅመንት ቢዝነስ ማናጅመንት ማናጅመንት ፐብሊክ ፋይናንስ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ ብአካዉንቲንግ ብፋይናንሻል ማናጅመንት ቢዝነስ ማናጅመንት ማናጅመንት ፐብሊክ ፋይናንስ |
| ስራ ልምድ | አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ Â 6 ንማስተርስ 4 |
| How to apply | ነቲ አብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መመዘኒ ሮቃሒ እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ናይ ምዝገባ ዕለት 27 /07/ 2008 ክሳብ 03 /08 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት COC ዝምልከተኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት በምልክታ ክግለፅ ዩ ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 1- 12 |