ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ
    ንደገ ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ:: ተደላዩ ትምህርቲ ----------------- ኣድቫንስ ዲፕሎማ ጀነራል መካኒካል 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ   /   ኮሌጅ 10+ 3 ጀኔራል መካኒክ / ኤሌክትሮ መካኒክ 6 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ VII 1
ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ
                                        ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ   ተደላይ ትም/ቲ ደረጃ –-------- ዲፕሎማ ብማተርያል ማናጅመንት ካልኦት ተዛመደቲ ዓይነት ትምህርትን ቀጥታ ስራሕልምዲ –----------- 2 ዓመት ተወሳኺ ክእለት –--------- መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር ዘለዎ /ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ
  ንካልአይ ግዜ ዝወፀ ናይ ስራሕ ምልከታ ተደላይ ክእለት   --------- ዲፕሎማ ብማርኬቲንግ : ብአካዉንቲንግ COC ዝምልከተኩም /ብቅዓት መረጋገፂ ዝሐለፈ/ት ከቅርብ/ ከተቅርብ ዝክእል /ትክእል 2 ዓመት ዝሰርሐ/ት ተወሳኪ ናይ ኮምፒተር እኩል አፍለጦ ዘለዎ/ዋ ሰርተፌኬት ከቅርብ ክተቅርብ ትክእል:: ፆታ ------------ ኣይፈልን  
ተወሳኺ ኣንብብ

ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ
                           ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ትካልና ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሃ /ዝተ /ዉል /ማሕበር ብዝለዎ ናይ ክፍቲ ስራሕ ቦታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዘድሊ :         ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዲግሪ          ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ትራንስ ኢትዮጽያ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
                     ክፍት የስራ ቦታ ማሰታወያ ትራንስ ኢትዩßያ ከዚህ በታች የተጠቀሰዉ ክፍት የስራ መደብ ሰራተኞች አወዳድሮ በኮንተራት መቅጠር ይፈልጋል::  የት /ደረጀና የሞያ መስክ           ኮሌጅ ዲፕሎማ አካዉንቲንግ የስራ ልምድ          በሙያዉ 2 ዓመት የሰራ የቅጥር ሁኔታ       ኮንትራት ለ 3ተ ወር ልዩ ስልጠና             2 ወር አካዉንቲንግ 
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዘተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ክቆፅር ይደሊ:: ዓይነት ትምህርቲ ብሴክሪታሪያል ሳይንስን ኦፊስ ማናጅመንት ብኮምፒተር ሳይንስ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሐቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያ ብ 10 ተ 3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይም ብብርኪIII 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዘተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ክቆፅር ይደሊ:: ዓይነት ትምህርቲ ብሴክሪታሪያል ሳይንስን ኦፊስ ማናጅመንት ብኮምፒተር ሳይንስ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሐቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያ ብ 10 ተ 3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይም ብብርኪIII 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮሌጅ እንጅነሪንግ ማርስ
ማርስ ኢንጅነሪንግ  ኮሌጅ  በዚዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቕፅር  ይደሊ ብዙይ  መሰረት ምዝገባ ዕለት           ካብ 03/02/2007 ዓ/ም  08/02/2007 ዓ/ም  ኣብ ስራሕ ሰዓት  (ንጎሆ  2:00 - 6:00) ድሕሪ ሰዓት  ካብ 8::00 - 11:00 ምምዝገባ ቦታ          ማርስ  እንጅነሪንግ  ኮሌጅ ሓይሊ ሰብ ዲፓርትመንት              ኤሌክትሪክ ፆታ      ኣይፈልን  ረቆሓ         ብኤሊክትሪካል ብዲፕሎማ  ወይ ድማ ብሲቪል  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ
                         ምልክታ  ንደለይቲ ስራሕ     ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ  ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ  ወልቃይትን ፀጌዴን አብ ዝሰርሑ ገፀር መንገዲታት   ነቲ ስራሕ ዝቆፃፀሩ ሰራሕተኛታት   አወዳዲሩ ክቕፅር  ይደሊ በዚ መሰረት እዞም  ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ  ረቆሓታት ዝተማልኡ  ተወዳደረቲ  ኦርጅናል ምስዘይምለስ ኮፒ ዶክመንትኩም ሒዝኩም  ብምቅራብ ኣብ ቤት ፅ/ትቢ.ኤች.ዲኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ   እናቀረብኩም  ንክትምዝገቡ ነፍልጥ:: ት /ደረጃ                    ዲግሪ /ዲፕሎማ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ
                         ምልክታ  ንደለይቲ ስራሕ     ቢ.ኤች.ዲ ኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ  ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ  ወልቃይትን ፀጌዴን አብ ዝሰርሑ ገፀር መንገዲታት   ነቲ ስራሕ ዝቆፃፀሩ ሰራሕተኛታት   አወዳዲሩ ክቕፅር  ይደሊ በዚ መሰረት እዞም  ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ  ረቆሓታት ዝተማልኡ  ተወዳደረቲ  ኦርጅናል ምስዘይምለስ ኮፒ ዶክመንትኩም ሒዝኩም  ብምቅራብ ኣብ ቤት ፅ/ትቢ.ኤች.ዲኮንሳልቲንግ ሓላ /ዝተ/ ዉ/ማ   እናቀረብኩም  ንክትምዝገቡ ነፍልጥ:: ት /ደረጃ                   ዲግሪ ብ
ተወሳኺ ኣንብብ