ጨንፈር ስራሕ መካየዲ/ት

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
መብርሂ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ኣደዳየ ማክሮ ፋይናንስ ዝሰርሕ ሓደ መካየዲ/ት ስራሕ ካብ ደለይቲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ከነዛውር፣ ክነዕብን ካብ ደገ ክንቆፅርን ንደሊ። በዚ መሰረት ክትቁፀሩ ትደልዩ/ያ ደለይቲ ስራሕ ከተመልክቱ/ታ ንዕድም።

5 ዓመት

1ይ ዲግሪ ብማናጅመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ባንክን ፋይናንስን

ብኣተሓሕዛ ሒሳብ ብስራሕቲ ዕቋር ልቃሕን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ኣብ ዝተፈላለዩ ፋይናንስ ትካላት ዝሰርሐ/ት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካልኣይ ደብሪ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ

ምዝገባ ዕለት ካብ 7-04/2006-14/04/2006 ዓ/ም

ተደላይይ መረዳእታ መረዳእታ ትምህርቲ፣ ቀጥታን ተመሳሳሊን ልምዲ ስራሕ ካልኦት ሓገዝቲ መረዳእታታት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን

ፆታ ኣይፈሊን

 

 

 

Share this Post:
ድሕሪት