ጨንፈር መካየዲ ስራሕ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
መብርሂ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ስራሕ ደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ  ረቀሒ እተማልኡ አድላይ መመዘኒ ብምሃብ ንክትምዝገቡ ንዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን

አተሓሓዛ ሒሳብን፣ ባንክን ፋይናንስን  ፣ማናጅመንት ፣ኤኮኖሚክስ

ተደላይይ ክእለት

ኣብ ስራሕቲ ሒሳብ ዕቃርን ልቃሕን ካልኦት ተዘዋወርቲ ልቃሓት ዝሰርሐ

ኣብ ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ብንኡስ ጨንፈር መካየዲ ስራሕ፣ ብጨንፈር መካየዲ ስራሕ ፣ ብጨንፈር አካዉንታንት 5 ዓመትን ልዕሊኡን ዝሰርሐ

ልምዲ ስራሕ

 5 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ: ካብ 01/ 06 /2008 ዓም ክሳብ 10/ 06 /2008 ዓም

መመዝገቢ ቦታ : አብ ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር አክሱም  ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ

Share this Post:
ድሕሪት