ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ደለይቲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብመምህርነት ሞያ ብኩንትራት ክቆፅር ስለ ዝደሊ ንተወዳዳርቲ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ

ምድሓን ጋብዮን ፋብሪካ
ምድሓን ጋብዮን ፋብሪካ/ ኣዳነ ሓጎስ/ ዝተበሃለ ድርጅት ብማሽን ረዳት ኦፕሬተር ሰራሕተኛ ብማሽን ሙያ ዝተመረቐ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ በቲ ቀሪቡ ዘሎ ረቓሒ ዘማለአ ዶክሜንት ብምቅራብ ዝወዳደር ምካ ንገልፅ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ምምሕዳር ዞ/ዶ/ምብረቕ ንዘለዎ መደብ ስራሕ ፣ ተሓሳቢነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስ ዝደለየ ነዚ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ በዚ ዝስዕብ ረቓሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንሕብር
ተወሳኺ ኣንብብ