ረ/ኦፕሬተር ሰራተኛ

ምድሓን ጋብዮን ፋብሪካ
መብርሂ

ምድሓን ጋብዮን ፋብሪካ/ ኣዳነ ሓጎስ/ ዝተበሃለ ድርጅት ብማሽን ረዳት ኦፕሬተር ሰራሕተኛ ብማሽን ሙያ ዝተመረቐ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ በቲ ቀሪቡ ዘሎ ረቓሒ ዘማለአ ዶክሜንት ብምቅራብ ዝወዳደር ምካ ንገልፅ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ረ/ኦፕሬተር ሰራተኛ

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

በቲ ተቐሚጡ ዘሎ ረቃሒ ዘማልእ ተወዳዳራይ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተኸታታሊ 04 ኣርባዕተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣለኒ ዝትብልዎ መረዳእታ ዱክመንት ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒኡ ብምሓዝ መድሓን ጋብዮን ፋብሪካ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናቐረብኩም ምምዝጋብ ዝካኣል ምካኑ ነተሓሳስብ

Share this Post:
ድሕሪት