ሓጋዚ ኢንስትራክተር

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ
መብርሂ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ደለይቲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብመምህርነት ሞያ ብኩንትራት ክቆፅር ስለ ዝደሊ ንተወዳዳርቲ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

Agricultural Engineering and mechanization Farm Machinery ,Biosystems Engineering ,Agricultural ,Bioprocess Engineering

ተደላይይ ክእለት

ሓጋዚ ኢንስትራክተር

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ቦታ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካብ ዕለት 20-28/12/2011ዓ/ም ቢሮ ቁፅሪ 19

ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ካልእ ይጠቅመና ዝበልዎ መረዳእታ ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዞም ክቐርቡ ይግባእ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ይግለፅ

Share this Post:
ድሕሪት