ኪኢላ ጥርዓን ሰማዒት

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ምምሕዳር ዞ/ዶ/ምብረቕ ንዘለዎ መደብ ስራሕ ፣ ተሓሳቢነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስ ዝደለየ ነዚ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ በዚ ዝስዕብ ረቓሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንሕብር

ትምህርቲ ደረጃ


ማናጅመት ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት  ፣ ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሕጊ፣ ፓፕሊክ፣ ኣድሜስትሬሽን ከተማ፣ ምመ/ር/ምህንድስና /ሕርሻ  ኤክስቴንሽን ፣ ኩሎም ዓይነት ማናጅመንት

ተደላይይ ክእለት

ኪኢላ ጥርዓን ሰማዒት

ልምዲ ስራሕ

ብዲግሪ ተሓሳቢ 0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዞም ይቅረቡ

ናይ ምዝገባ እዋን 07/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/12/2011 ይከዉን

ኣድራሻ ፊት ንፊት ማረት ንዉሽጢ እትዉ ኢልካ ዝርከብ ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 27

Share this Post:
ድሕሪት