ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ 5ይ ክፍሊ ዝወደኣ 9 ዓመት፣6ይ ክፍሊ ዝወደኣ 7 ዓመት፣ 7ይ ክፍሊ ዝወደኣ 5 ዓመት፣ 8 ክፍሊ ዝወደኣ 4 ዓመት ዘለዋን ሳልሳይ ብረኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ቱሪዝም ማናጅመንት፣ ቱሪዝም ማርኬቲንግ፣ ጆርናሊዝም፣ ቋንቋ ዝተመረቀ 5+ዓመት ንማስተር 3+ ዓመት በቲ ሙያ ዝሰርሐ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ቱሪዝም ማናጅመንት፣ ቱሪዝም ማርኬቲንግ፣ ጆርናሊዝም፣ ቋንቋ ዝተመረቀ 4+ዓመት ንማስተር 2 ዓመት በቲ ሙያ ዝሰርሐ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ብሰክራታርያል ሳይንስ፣ ኦፊስ ህኋሀ ምምሕዳርን ካብ ቴክኒክን ሙያን ብዲፕሎማ ወይም 1የ ዲግሪ 6+ዓመት ዝሰርሐ/ት  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ትምህርቲ ደረጃ ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐብሊክ ፕሮክሩመንት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ብኮኦፖረቲቭ ቀደማ ዲግሪ 6+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካልኣይ ዲግሪ 4+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ዝውውር፣ ብቁፃር ብቅደም ሰዓብ ሓይሊ ሰብ ብቋምነት ከማልእ ይደሊ ት/ቲ ደረጃ ቢ.ኤ ኤም.ኤ ዓይነት ሞያ ብፐርቴዝንግ፣ ማናጅመንት፣ ኣካውንቲንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ቢዝነዝ ኣድመንስትሬሽን ስራሕ ልምዲ 6 ዓመት ቢ.ኤ 4 ዓመት ንኤም.ኤ መብርሂ ፅቡቕ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ዝውውር፣ ብቁፃር ብቅደም ሰዓብ ሓይሊ ሰብ ብቋምነት ከማልእ ይደሊ ት/ቲ ደረጃ ቢ.ኤ ኤም.ኤ ዓይነት ሞያ ብፐርቴዝንግ፣ ማናጅመንት፣ ኣካውንቲንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ቢዝነዝ ኣድመንስትሬሽን ስራሕ ልምዲ 8 ዓመት ቢ.ኤ 6 ዓመት ንኤም.ኤ መብርሂ ፅቡቕ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
ኦጀንሲ መራከቢ ሓፋሸ ተግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ሰራሕ ረቋሒዘማልኡ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ። ተደላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲ ብሴክሬታተሪ፣ MIS፣ IT፣ ኮምፒተር ሳይንስ ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና 12 ክፍሊ ዘወደኣ ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደኣ/ት 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን 10+1 ዝተመረቀ/ት 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን 10+2 ዝተመረቀ/ት 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን 10+3 ዝተመረቀ/ት ወይም በዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ሲኦሲ ዝሓለፈ/ት  
ተወሳኺ ኣንብብ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም ብኤ/ኤም ኤ ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፐፕሊክ ፋይናንስ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ 2ዓመት ንብኤ/0ዓመት ንኤም
ተወሳኺ ኣንብብ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም ብኤ/ኤም ኤ ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፐፕሊክ ፋይናንስ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ 2ዓመት ንብኤ/0ዓመት ንኤም
ተወሳኺ ኣንብብ