ፀሓፊትን ኦፊስ ምምሕዳርን

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
መብርሂ

ኦጀንሲ መራከቢ ሓፋሸ ተግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ሰራሕ ረቋሒዘማልኡ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ።

ተደላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲ

ብሴክሬታተሪ፣ MIS፣ IT፣ ኮምፒተር ሳይንስ ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና

  • 12 ክፍሊ ዘወደኣ ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደኣ/ት 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

  • ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን 10+1 ዝተመረቀ/ት 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

  • ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን 10+2 ዝተመረቀ/ት 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

  • ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን 10+3 ዝተመረቀ/ት ወይም በዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ሲኦሲ ዝሓለፈ/ት

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ መራኸቢ ሓዱሽ ትገራይ ደ/ከ/ስ/ኦ/ሰ/ሰብ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 103

  • ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ኮፒ ክቐርብ ይግባእ

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ክሳብ 09/08/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ መዓልቲ

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 14/08/2006 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3፡00

Share this Post:
ድሕሪት