ሞተረኛ ፖሰተኛ
ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ 4ይ ክፍሊ ልዕሊኡን መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ኮይኑ 2ይ መንጃ ፍቃድ ዘለዎ ናይ ሞተር ምዝዋር ክእለት ዘለዎ ልምዲ ዓመት 0 ዓመት ስራሕ ቦታ ዞባ ደ/ምብ/ማእ/ቤ/ፍርዲ መብርሂ ሲኦሲ ብመምርሒ መሰረት
ተወሳኺ ኣንብብ ኪኢላ ወሃቢ ሓበሬታ ጉዲያት ፍርዲ
ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዲፕሎማ ልዕሊኡን ብኣይቲ ብኤምኤስ ኮምፒተር ሳይንስ ዝተመረቀ ልምዲ ዓመት 8 ዓመት ስራሕ ቦታ ዞባ ደ/ምብ/ማእ/ቤ/ፍርዲ መብርሂ ሲኦሲ ብመምርሒ መሰረት
ተወሳኺ ኣንብብ ካሜራ ማን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ላዕ/ቤተ ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክዕቢ ክቖፅር ይደለ። ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎም ልዕሊኡን ብቪድዮን ፎቶካሜራን ብተወሳኪ ኣይቲ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ልምዲ ስራሕ 6 ዓመት ልዕሊኡን ብኦድዮ ቪዝዋል፣ ብፎቶ ግራፍ፣ ብኪኢላነት ምውዳድ ድምፅን ምስልን ዝሰርሐ/ት
ተወሳኺ ኣንብብ ላዕለዋይ በዓልሞያ ኣብ ኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ፅገና ናውቲ ቴሓር
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ትልሚል ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳርን ምልማዕን ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ላዕለዋይ በዓልሞያ ኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ናውቲ ብቑፃር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙም መሰረት ነቲ መመዘኒ ረቋሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ብዙይ ምልክታ ይዕድም። ተደላይ ክእለት ቐዳማይ ዲግሪ ብኮምፒተር ሳይንስ ብኤንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ብኤሌክትሮኒክስ ኢንጅነሪንግ ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጅነሪንግ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ብኮሚኒኬሽን ኤሌክትሮንክስ ኢንጅነሪንግ ብሲፍትዌር ኢንጅነሪንግ ብማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ
ተወሳኺ ኣንብብ ወናኒ ደ/ከ/ስ/ውሽጢ ኦዲት
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትገራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩብቐዋሚነት ክቆፅር ወይም ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኹም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባትኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቛሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ብኣካውንቲንግ፣ ብማኛጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ ቐዳማይ ዲግሪ ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 10 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ወይም ብኣካውንቲንግ፣ ብማኛጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ ማስተርስ ዲግሪ ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 8 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ናይ ዝተገለፀ ልምዲ ስራሕ ፍርቂ ወይም 50% ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት ናይ ስነ-ምግባር ፀገም ከምዘይብሉ መረዳእታ ምቕራብ ይግባእ
ተወሳኺ ኣንብብ ኣካውንታት
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትገራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩብቐዋሚነት ክቆፅር ወይም ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኹም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባትኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቛሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት ብኣካውንቲንግ፣ ብቢዝነስ ኢድኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ ብኮኦፖሬቲቭ፣ ብማኛጅመንት ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 7 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ወይም ብኣካውንቲንግ፣ ብቢዝነስ ኢድኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ ብኮኦፖሬቲቭ፣ ብማኛጅመንት ማስተርስ ዲግሪ ናይ 5 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊስር
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብተሓሳቢ ቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማላእ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታዚ ይዕድም ብኣካውንቲንግ፣ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ ብኮኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ ቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቐ/ት ብታሓሳቢ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ክእለት ኮምፒተር ወሳኒ እዩ
ተወሳኺ ኣንብብ ኦዲተር
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብተሓሳቢ ቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማላእ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታዚ ይዕድም ተደላይ ክእለት ብኣካውንቲንግ፣ ብፐብሊክ ፋይንንስ ቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቐ/ት ብተሓሳቢ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ። ክእለት ኮምፒተር ወሳኒ እዩ።
ተወሳኺ ኣንብብ ኦዲተር
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብተሓሳቢ ቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማላእ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታዚ ይዕድም:: ተደላይ ክእለት ብኣካውንቲንግ፣ ብፐብሊክ ፋይንንስ ቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቐ/ት ብተሓሳቢ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ። ክእለት ኮምፒተር ወሳኒ እዩ።
ተወሳኺ ኣንብብ ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር
ሆስፒታል መቐለ ሆስፒታል መቐለ ፀሓፊት ብቐዋሚነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ሮቋሒታት እተማሊኡ/ላ ንክትወዳደርይ ዕድም። ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ሳይንስ ፣ ብሴክሬታርያል ኦፊሰር ማናጅመንት ኣይቲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ኮሌጅ ብዲግሪ ዝተመረቐት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ኣይንስ ብሴክሬታሪያል ኢፊሰር ማናጅመንት ስራሕ ልምዲ መስመር ሙያ ብዝሓቶ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ መስመር ሙያ ብዝሓቶ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ