ካሜራ ማን

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
መብርሂ

ላዕ/ቤተ ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክዕቢ ክቖፅር ይደለ። ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎም ልዕሊኡን ብቪድዮን ፎቶካሜራን ብተወሳኪ ኣይቲ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ልምዲ ስራሕ 6 ዓመት ልዕሊኡን ብኦድዮ ቪዝዋል፣ ብፎቶ ግራፍ፣ ብኪኢላነት ምውዳድ ድምፅን ምስልን ዝሰርሐ/ት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ነዚ ረቋሒ ተማልኡ ምልክታ ካብ ዝወፀሊ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውፅጢ 6+ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብንሓዝ ምልክታ ካብ ዝወፀሊ ጀሚሩ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 22 ክትምዝግቡ ንሕብር። ናይ ፈተና እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምኳኑ ብተወሳኺ ንገልፅ።

Share this Post:
ድሕሪት