ክኢላ ፋይናንስ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
መብርሂ
ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ቐፂሉ ንዝተዘረዘረ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ ክትቆፅር ትደሊ በዚ መሰረተ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ተደላይ ክእለት
ዲግሪ ሒሳብ አተሓሕዛ

ስራሕ ልምዲ
4 ዓመት
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
ምዝገባ ቦታ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ክፍሊ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቁፅሪ ቢሮ 01

ምዝገባ ዕለት ካብ ዕለት 25/09/2006 ክሳብ 29 /09 /2006 ዓ/ ም

ተደላይ ዶክመንት መረዳእታ ብርኪ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን ካልኦት ሓገዝቲ ፅሑፋት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ፈተና እዋን ንቅድሚት ብዝጥዕም መንገዲ ንሕብር
Share this Post:
ድሕሪት