ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ
ብሕጊ፣ ማናጀመንት ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶስዮሎጆ፣ ስነ-ምግባር፣ ስነ-ዜጋን፣ ቋንቋን ስነ-ፅሑፍን ጋዜጣኝነት ፖሎቲካል ሳይንስ ዓለም ለከ ርክብን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዓይነት ዘለዎ/ዋ ብዝተጠቀሰ ዓይነት ሞያ ኮይኑ ድሕሪ ምምራቅ ዶክትሬት ዲግሪ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ ማስተርስ ዲግሪ 2 ዓመት ቀዳማይ ዲግሪ 4 ዓመት ካብኡ ንላዕልን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ልምዲ ግልጋሎት ናይ ምስዳንን ምትሕብባር ምውሳንን ስርዓት ዘለዎ/ዋ ኣብ ፖሊስታት መምርሕታት ስትራቴጂታት ግቡእ ግንዛበ ዘለዎ/ዋ ኣብ ሞያ ትምህርቲ ግቡእ ፍልጠትን ዓቅምን ዘለዎ/ዋ ንሕገ-መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ተኣማኒ ዝኮነ/ነት ኣብ ፍሉይ ደንቢን ሞያዊ ስነ ምግባርን ዝተነፀሩ ረቋሕታት ዝማልእ/ ዝተማልእ መሰረታዊ ፍልጠት ኮምፒተር ዘለዎ/ዋ ይተባባዕ/ ትተባባዕ
ተወሳኺ ኣንብብ