ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕቀባ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ናይ በጀት ዓምት 2016 ዓም ነቲ ሆስፖታል አገልገሎት ዝዉዕል ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት : ሰራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ አሌክትሪክን ህንፃን ተገጣጠምቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፀም ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሳ-ፃ-እምባ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ራማ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ዝተበጀተሉ በጀት ኮሌጅና ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስን : ናዉቲ ኤሌክትሪካልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ራማ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቕረብቲ በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2016 03:45 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2016ዓ/ም ናይ UIIDP ጡሙር ዕድጊት ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል አቅሑት ኤሊትሮኒክስን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:20 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓ/ዓዲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ስለዋ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሕትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ስለዋ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 05:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ዝርከባ ዘገልገለ ንብረት ዝውገድ ዝ/ዩ ሓፂን መፂን እና ዝተሰባበረ ናይ በሪ መዓዖ ዝ/ዩ ቁርዕራዕ ተንዲኖ/ብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
እስጢፋኖስ ኣጠቃላይ የማሽነሪ ኣገልግሎት ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ትካልና ንብረት ዝኾነ 05/ሓሙሽተ⁄ ሳብመርሲብል ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።እዚ ዝተጠቐሰ ኣቁሑት ኣብ ትካልና ውሽጢ ዝርከብ እንትኾን ተጫረቲ እዚ ዝስዕብ መምርሒ ክኽተሉ ኣለዎም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ደልዩ ብደብዳቤ ቁፅሪ DC/4340/10/2023 ናይ ጨረታ ምልክታ ከምዘውፀአ ይፍለጥ፡፡ ናይ ጨረታ መኸፈቲ ዕለት ድማ 02/4/2016 ዓ.ም እንትኸውን በቲ ዕለት ሰዓት 3 ናይ ንግሆ ጨረታ ሳንዱቕ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ጨረታ ንክኸፈት ከምዝተወሰነ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ተሓቢሩ ከምዝነበረ ይፍለጥ፡፡ ኮይኑ ግን ኣብ ዝተወሰነ ንብረት ናይ ስፐስፍኬሽን ለውጢ ስለ ዝተገበረ እቲ ጨረታ ዝተናወሐ ምዃኑ ንገልፅ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
192
193
194
195
196
197
198
199
200
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (695)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3672)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (737)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2295)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (181)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (343)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1740)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(298)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(148)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(424)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1407)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1325)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (138)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (162)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1520)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(761)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(699)
ምግብን መስተን (367)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1097)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (229)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (262)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (679)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (293)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(217)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (17)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1444)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(303)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (601)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (875)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (980)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(886)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(69)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (415)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (326)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(317)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (521)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)