ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላላያ ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፒ ቀለም ንምምላእ ምሰ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2016 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ታ.ቁዓይነት ንብረት ወይ ግልጋሎትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ግዘ ጥራሕ መምልኢ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርብር
1ናይ ፕሪንተር ቀለም 259A ምምላእ ጥራሕቁፅሪ
2ናይ ፕሪንተር ቀለም 76A መምላእ ጥራሕቁዕሪ
3ናይ ፎቶ ኮፒ ሞዴል2206 ቀለም ምምላእ ጥራሕቁፅሪ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ ተጫረቲ በዚ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነትን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ን ኮፒ ከቕርቡ ኣለዎም

2/ ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ድሕሪ ጨረታ ምኸፋቱ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3 ማዓልቲ መኸበሪ - ጨረታ 2,000 ብር ሒዙ ናብ መስራቤት መፂኡ ዉዕሊ ክኣስር _ ኣለዎ _ እቲ ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፒ ቀለም _ ምምላእ ክመልእ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ናብ ቤትህንፀት መቐለ ብኣካል ብምምፃእ ብፅሬትን ሰለጤነን _ መሊኡ ከረኸብ ኣለዎ

3/ ሰዓሪ ተወዳዳሪ ናይ ዝሃቦ ግልጋሎት ዝኸፈሎ ብር ልዕሊ 10,000 ብር ተኾይኑ ዊዝሆልድ ታክሲ 2% ይኸፍል

4/ ተወዳደርቲ ናይ ሓደ ግዘ ጥራሕ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ ድማ ምስቫቱ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ መሊኦም ከቅርቡ ኣለዎም

5/ እዚ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 30/05/2016ዓ/ም ክሳብ 6/06/2016ዓ/ም ሰዓት3.30 ፀኒሑ ሰዓት 4.00 ይኸፈት

6/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል _ ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 ወይ 0914120805 ምሕታት ይከኣል