ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት

ይደሊ

1 ስለዚ ሕጋዊያን መቅረብቲ ዝኮንኩም ብጀካ ሞባይልን ሞባይል ኣክሰሰሪን ኣቅሑት ካብቶም ካልኦት ጨረታት ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስንምምሕዳርን ንብረትን ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

2 ንሕድሕድ ጨረታ ከከም ጨረታኡ ክሳብ 30000 / ሳላሳ ሽሕ / ናይ ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ ብምትሓዝ ካብ 1/6/2016 ዓም ክሰብ ክሳብ 18/6/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ይግብር

2 እዚ ጨረታ 18/6/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/6/2016 ዓም ሰዓት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይክፈትኣብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት እንትከዉን

3 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0920425550 0924381651