ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ኮንስትራክሽን /
ስራሕቲ ማይ ገፅ 5
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ስራሕቲ ማይ ገፅ 5
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት በጀት ዝክፈል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ኤሌክትሪክን ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰርን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ/ፈርኒቸር/ ፣ ከምኡ እዉን ብናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ብናይ መደበኛ በጀት ዝክፈል ኣብ ጣብያ ዝባን ገደና ዝስራሕ ናይ መስኖ መሰጋገሪ ማለት እዉን ክሮሲንግ ካናልን ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስራሕ 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ መስተ ማይን ከምኡዉን ብናይ SLMP በጀት ዝኽፈል 2ተ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነዞም ቅድም ኢሎም ዝተገለፁ ዝምልከት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ነቲ ናይ መስኖ መሸጋገሪ ማይ ማለት እዉን ክሮሲንግ ካናል ናይ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ደረጃ 10 ደቀቕቲ ዝኮንኩምእተን 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ከምኡ ዉን ነተን 3ተ ናይ ሓባር ዒላ ደረጃ 11 ደቀቅቲ ዝኮንኩም ነዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15001.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብ ጣብያ ዓዲ ሰላም ዝስራሕ ዳይበርሽንን ካናልን ንምስራሕ ብክልል ደረጃ ብ8ተ ብደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ብናይ ማይ ህንፀት ኮንስትራክሽን ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እንዳ መኾኒ ብናይ ኤችድፒ 2ተ በጀት ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ፕሮጀክት ዝኮኑ ካናልኣብ ግሬድንግን ምንዋሕ ኣብ ጣብያ ሽምጣ ቁሸት ቅንያት ብተወሳኪ ኣብ ጣብያ ንቃሕ ቁሸት ገደፈና ፍሉይ ቦታ ታሕታይ ዓዲ ሽላ ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ን2ይ ግዜ ፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መኮኒ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብመደበኛ በጀት ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ዝክፈል ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ ከምኡዉን ብናይ SLMP ዝኽፈል ኣብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ጣቢያ ዝባን ገደና ዝስረሓ 2ተ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ እተን 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ ናይ ማይ ኻዕቲ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ከምኡ ዉን ነተን 2ተ ናይ ሓባር ዒላ ናይ ማይ ህንፀት ስራሕቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ 10 ደቀቅቲ ዝኮንኩም ነዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15001.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ንናይ ዓዲግራት መድሓኒት ፋብሪካ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ዝኮዉን ናይ ሬን ወተር ድሬንች ሲስተም ገብሪጥ ብሌቬም ናይ ተኸላ ስራሕቲ ክሰርሕ ስለ ዝደሊ ነዚ ክትሰርሑ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ የ ቐላሚኖ በርሆል የዉሃ መስመር በተወሰነ ቦታ ላይ የቱቦ ችግር ስላጋጠመበት ቱቦዎች ባላሞያዎች በጨረታ ለመቀየር ስለ ፈለገ ከዚህ በታች የጨረታ መመርያዎች እማልታቹ መወዳደር ትችላላቹ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 08:15 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ሃፍቲ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣብ ጣብያ ሓወልቲ ቁሸት ገራርሳ ሳይት ጎለሻ ናይ ማይ መስመር ዝርገሐ water paint /መዐደሊ ማይ/ መስተይ ከፍቲ መቀመጢ ሮቶን ክልተ ማልኮልን ብደረጃ 9ተ ደቂቅን ልዕሊኡን ማይ ኮንስትራክሽን ብናይ CRGEAF በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ራያ ዓዘቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
የመቀሌ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ፅሕፈት ቤት በከተማ መቐለ የሚገኙ የመሰረተ ልማት ጥናት በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማጥናት ይፈልጋል።ስለዚህ በዚህ ጨረታ ለመሳተፍ የምትፈልጉ ተጫራቾች ከፅ/ቤታችን ሰነድ ጨረታ በነፃ በመውሰድ እንድትወዳደሩ የጋብዛል።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ሌጋል ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ መስተ ማይ ፈሳስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ኣብ ጣንቃ ዝርከብ ማይ ቀያሕ ፍልፍል ዓይኒ ማይ ምጉልባት መስመር ማይ ዝርገሐ ገንኢ ዋርድያ መሐለዊ ገዛ ማይ መዐደሊ ናቁሓ ስራሕቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብደረጃ 8 ደቂቕ ንግዲ ትካላት ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ተኻናተርቲ ኣጫሪቱ ብመሰረት ዲዛይንን ስራሕ ዝርዝር ከስርሕ የድሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 11, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 11, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳር ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ኣጉላዕ ዲሬኔጅ መስመር ከስርሕ ስለዝደለየ ን ደረጃ 9ተ አኣእሽተይ ንግዲ ትካላት RC-GC ፍቓድ ስራሕ ዘለዎም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ዉልቀን ክትጫረቱ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:8000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
Previous
1
2
3
4
5
6
7
8
9
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (663)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(191)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(80)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2906)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (746)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(615)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2338)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (139)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(86)
ኦዲት ተዛማድኡን(98)
ሕርሻ (271)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1445)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(326)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(779)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(161)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(432)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1213)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1350)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (111)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(121)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1237)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(51)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(706)
ምግብን መስተን (311)
ኣቅርቦት ምግቢ (295)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (980)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1036)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(53)
ጥዕና (194)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(213)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (231)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(130)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (391)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(241)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (253)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(220)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(53)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (932)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1146)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(312)
ስራሕቲ ምልላይ (31)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(24)
ክራይ (393)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (777)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(429)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(437)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (50)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (537)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(951)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(79)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(19)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (324)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(28)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(333)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (172)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (380)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(218)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (126)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(168)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(46)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)