መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ተጫማሪ እሴት ታክስ ሰነዳት ዘቅርቡን በዚ ዓይነት ተኸላ ካብ ገብሪጥ ዝተባሃለ ኩባንያ ሰርፊኬት ዘለዎም ናይ ጨረታ ሰነድ ክሳብ ዕለት 04/03/2020 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰዓት ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ክእትዉ ይክእሉ

3 እቲ ጨረታ 04/03/2020 ኣፈ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዕደጋ ቐረብን መምርሒን መቐለ ይክፈት

4 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ መቐለ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 68 03/ 01 1 47 09 53 8 ምድዋል ይክእሉ