ቤት ፅሐፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ እነዳ መኮኒ

ስለ ዝደለየ ተጫረቲ ሰነድ ፕሮፎርማ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ እዮም

1 ፕሮፎርማ ምልክታ ካብ 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 08/07/2012ዓ/ም ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ  ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዝርከብ ኮንደምንየም ቁፅሪ ክፍሊ 02 ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

2 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ማይ ዘለኩም

3 ናይ 2012ዓ/ም  ዝተሓደሰ ምስክር መቕረባይነት ደአንት ከተቅርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ጥሪ ወርሒ  2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ተቅርቡ

5 መኸበሪ ፕሮፎርማ 7000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ተወሳኪ ክፍሊት ማለት እዉን ኣድቫንስ ክፍሊት ኣይፍቀድን

7 እቲ ፕሮፎርማ ምልክታ ዕለት 08/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  09 47 77 04 19