ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
Close the sidebar
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ክራይ /
ማሽነሪ ክራይ ገፅ 3
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ማሽነሪ ክራይ ገፅ 3
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ንዝሃንፆም መንበሪ ኣባይቲ ብማሽናት ሓመድ ናይ ምፍሓርን ምልዓልን ስራሕቲ ንምክያድ ስለዝደለየ ነቲ ዝተቀመጠ ረቁሓታት እተማልኡ ናይ ኮንስትራክሽን ማሽነሪ ኪራይ (Construction Machinery Rent) ፍቃድ ዘለኩም ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ህ/መሳርሒ ማይ ብቦቲ ከቅርብ ዝክእልን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 04:01 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብቲ ከባቢ ዝርከብ ክልተ ኪሊሜትሮ ፀፀር መንገዲ ማይ እትርብርብ ካብ 20 ሜትር ኬቢ ንላዕሊ ማይ ናይ ምሓዝ ዓቅሚ ዘለዎ ቦጥ(ቦቲ) ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ንግዲ እዚ ዝተዋፈርኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ሽረ ኣክሱም ዓብይ ዓዲን ካልኦት ከተማታትን የሳልጦ ኣብ ዘሎ ናይ ልምዓት ስራሕቲ ክሰራሐ ዝክእላ ሰለስተ ኤክስካቫተር : ሽድሽተ ሎደር : ሓምሳ ሰለስተን ገልባጭ መኪና ማለት እዉን ዳምፕ ትራክ : ሓሙሽተ ናይ ማይ ቦቲ ማለት እዉን ዋተር ትራክ ተካሪዩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ኣብ ከባቢ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝርከብ ክልተ ኪሊሜትሮ መንገዲ ማይ እትርብርብ ካብ 20 ሜትር ኬቢክ ንላዕሊ ማይ ናይ ምሓዝ ዓቅሚ ዘለዎ ቦጥ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘፈር ዝተዋፈርኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 14, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 14, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ንመስተይ ተክሊ ማይ ቦቲ ምሕደረ ሓምለዋይ ልምዓት ማለት እዉን ግሪነሪ ማናጅመንት ኣቅሑት : መኪናን: መጋረጃን ን2016 ዓም በጅት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መጋረጃን ምንፃፍን/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ህንፀት መቐለ ንተሃንፅቲ ዝዉዕል ፁሩይ ስተ ማይ ካብ ማይን ፈሳስን/ ካብ ኩሓ ካብ 15 ሜትር ኪብ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ናብ መቐለ ቤት ህንፀት ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን2016 ዓም ክሳብ ሰነ 30/10/2016 ዓም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 4, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይድ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ን2016 ዓም ናይታ ከተማ ኣብ ማእከል ኣስፓልት ዘለዉ ሓምለዎት ቦታት ተክልታትን ፈልሲ ጣብያ ካልኦትን ክሬቸር ካብ ዝበሃል ቦታ ማይ ብቦጥ እናዳጎዓዘ ተክልታት ከስቲ ምስ ዝክእል ናይ ማይ ቦጥ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ህንፀት መቐለ ንተሃንፅቲ ዝዉዕል ፁሩይ ስተ ማይ ካብ ማይን ፈሳስን ካብ ኩሓ ኩብ 15 ሜትር ኪቡ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ናብ መቐለ ቤት ህንፀት ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን2016 ዓም ክሳብ ሰነ 30/10/2016 ዓም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 20, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 20, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዘካይዶ ህንፀት መንገድን ፅገናን መንገዲን አገልግሎት ዝዉዕሉ ማሽናት ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካራይን ከምእዉን ዘይጥቀመሉ ሐደሽቲ መለዋወጢ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፀት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ማተሪያላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
Previous
1
2
3
4
5
6
7
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (48)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(19)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(26)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (732)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(383)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(80)
ስራሕቲ ማይ(216)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(105)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2986)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (779)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(622)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2418)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (142)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(91)
ኦዲት ተዛማድኡን(102)
ሕርሻ (293)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(153)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(49)
ሕርሻ መሺነሪ(41)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(25)
ህንፃ መሳርሒ (1548)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(382)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(830)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(98)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(178)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(451)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1248)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1393)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(68)
ምምካር (106)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(11)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(49)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(20)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(2)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (111)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(122)
ትምህርቲን ትሬይንግ(28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(15)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1271)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(797)
ምግጣምን ፅገናን(54)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(719)
ምግብን መስተን (327)
ኣቅርቦት ምግቢ (316)
ካፌን ሬስትራንትን(83)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(11)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(8)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (42)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (11)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(40)
ፈርኒቸር (1004)
ገዛ ፈርኒቸር(19)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1059)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(54)
ጥዕና (206)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(19)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(222)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (235)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(131)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(135)
ፅገና (399)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(189)
ፅገና ሞተርሳይክል(142)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(51)
ፅገና ተሽከርካሪ(246)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (279)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(230)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(71)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (950)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1170)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(321)
ስራሕቲ ምልላይ (32)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(7)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(26)
ክራይ (403)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(38)
መኪና ክራይ(445)
ማሽነሪ ክራይ(140)
መሸጣ (826)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(4)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(453)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(462)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (54)
ስራሕቲ ሓለዋ(37)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(5)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (591)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(1071)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(87)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(21)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (332)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(29)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(340)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (67)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (174)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(323)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (387)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(226)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (131)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(171)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(51)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(5)