ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም

2 ናይ እትፅዕኖ መጠን ካብ ዝምልከቶ ኣካል መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣቅረብቲ ኣብ መዓልቲ ክልተ ግዘ ወይድማ ክልተ ቢያጆ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ኣቅረብቲ ንሐደ ቢያጆ ዋጋ ክጠቅሱ አለዎም

5 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 28 /6/2016 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ 28 /6/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ  በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ  ሰዓት 4:15 ይክፈት

8 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦመ ዋላ ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይከፈት

8 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410084  / 0344405806