ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

1 ኣግባብነት ዝለወ ዝተሐደ ፈቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ክፍሊ ዕድጋን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ

3 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይ ኣን ኮንድሽናል ወሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰዓራይ ጨረታ ዝኮነ ተወዳዳራይ ምስዓሩ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 5 መዓልቲ ናብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

5 ዉዕሊ እንትዘይኣሲሩ ነቲ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ብሙሉእ ተወሪሱ ካብ ጨረታ ይስረዝ

6 ጨረታ 13 ጥሪ 2016 ዓም ንጎሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

7 ኣብ ምክፋት ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ

8 እቲ ኢንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0344416727  0914734474