ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም

2 ታቦጥ እትፅዕኖ መጠን ካብ ዝምልከቶ ኣካል መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣቅረብቲ ንሐደ ሰዓት ዋጋ ክገልፁ አለዎም

4 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 14 /6/2016 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

6 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:15 ይክፈት

7 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦመ ዋላ ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይከፈት

8 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410084  / 0344405806