ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ጨረታ ምልክታ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ  :  መኪና  ዶኬሬሽን ኤሌክትሮኒክስ ፅገና  : ሞተር ሳይክል ፅገና  : ናይ ማይ ሞተር :  ሞተር ሳይክል:  ጆፒኤስ  : ኩሓ ግሪነሪ ን2007  በጀት  ዓመት  ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ  ክዕድግ  ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ስለዚ እዚ ዝስዕብ  ረቆሓታት እተማልኡ ተጫረቲ  ንክትወዳደሩ  ንዕድም::

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ  ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ  ፍቃድ  ቲን/TIN/ መቅረባይ ሰርትፊኬት ን መኪና ክራይ  : መኪና  ዶኬሬሽን   : ሞተር ሳይክል ፅገና  : ናይ ማይ ሞተር :  ሞተር ሳይክል:  ጆፒኤስ  : ኩሓ ግሪነሪ   VAT  ተመዝገብቲ ን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርብ  ንኩሓ ግሪነሪ ናይ ዳእንት ሰርትፊኬት  ከቅርብ ዝክእል::
2   በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ  ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ  1/04/2007 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 30.00  ብምክፋል  ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ  ይካአል::
3  ናይ ጨረታ መኸበሪ  መኪና ክራይ    :  መኪና ዶኬሬሽን : ኤሌክትሮኒክስ ፅገና  : ሞተር ሳይክል ፅገና  ንሕድሕዱ 3000 ብር  ን  (ናይ ማይ ሞተር :  ሞተር ሳይክል:  ጆፒኤስ)  ንጠቅላላ  ን ኩሓ ግሪነሪ  4000 ብር   ከትሕዝ  ዝኽእል  /ትኽእል::

4  ሰነድ ዝዕፀወሉ  ዕለት  21/ 04 /2007 ዓ/ም ሰዓት   8:30 ናይ  ድሕሪ ሰዓት   ተዓፅዩ  ዕለት  21/ 04 /2007 ዓ/ም ሰዓት  9:00 ኣብ ቅድሚ  ተጫረቲ ወይ   ድማ ሕጋዊ  ወኪላት  አብ  ዘለዉዎ  ይኽፈት::
5   ተጫረቲ  ናይ  ጨረታ ሰነድ  ብክልተ ፖስታ  ሐደ  ኦርጅናልን   ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ  ዝክእል::
6  ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ  ይኹን ብኸፋል ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ዝተሓለወ እዩ::
7  ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ  ድሕሪ እንዳ ማርያም  ቤተ  ክርስትያን እዩ::
8  ንተወሳኪ  ሐበሬታ  ብስልኪ  ቁፅሪ  0344406839/ 408501  ደዊልካ  መብርሂ  ምሕታት  ትኽእሉ::
9  ናይ ጨረታ መዕፀዉን መከፈትን በዓል እንተዊሉ  ኣብ ዝቕፅል  ናይ  ስራሕ  መዓልቲ  ይኸዉን::