ጨረታ ምልክታ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ : መኪና ዶኬሬሽን ኤሌክትሮኒክስ ፅገና : ሞተር ሳይክል ፅገና : ናይ ማይ ሞተር : ሞተር ሳይክል: ጆፒኤስ : ኩሓ ግሪነሪ ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::
ስለዚ እዚ ዝስዕብ ረቆሓታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን/TIN/ መቅረባይ ሰርትፊኬት ን መኪና ክራይ : መኪና ዶኬሬሽን : ሞተር ሳይክል ፅገና : ናይ ማይ ሞተር : ሞተር ሳይክል: ጆፒኤስ : ኩሓ ግሪነሪ VAT ተመዝገብቲ ን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርብ ንኩሓ ግሪነሪ ናይ ዳእንት ሰርትፊኬት ከቅርብ ዝክእል::
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 1/04/2007 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 30.00 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል::
3 ናይ ጨረታ መኸበሪ መኪና ክራይ : መኪና ዶኬሬሽን : ኤሌክትሮኒክስ ፅገና : ሞተር ሳይክል ፅገና ንሕድሕዱ 3000 ብር ን (ናይ ማይ ሞተር : ሞተር ሳይክል: ጆፒኤስ) ንጠቅላላ ን ኩሓ ግሪነሪ 4000 ብር ከትሕዝ ዝኽእል /ትኽእል::
4 ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/ 04 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 21/ 04 /2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::
5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል::
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
7 ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ::
8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406839/ 408501 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::
9 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መከፈትን በዓል እንተዊሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::