ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
መሸጣ /
ካልኦት ዝሽወጡ ገፅ 35
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ትካልና ዲ.ቢ.ኤል ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ ኩሓ ጣብያ ማይፀዶ ብለት ኣብ ዝብሃል 78 ሄክታር መሬት ብምውሳድ ናይ ጨርቃ ጨርቂ ፋብሪካ ንምትካል ናይ ፕሮጀክት ህንፀት ኣብ ምስላጥ ይርከብ።በዚ መሰረት ኮንስትራክሽን ዝተፈላለዩ ማሽናት ተዓሺጎምሉ ዝመፁ ዘገልገሉ ዕንፀይትን ጣዋሉን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም። ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 10, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጥቅምቲ 11, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ናይ ጁዲፒ 2ተ በጀት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ከተማ ኣክሱም ዝኾነ ኣብ ጣብያ ሓየሎም ሓፂን መፂን ዝሸጥ AX/CW/M/W /S/K/01/11 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Bc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 25, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣክሱም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማለኡ ክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 28, 2011 08:45 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 28, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ዶቡብ ንኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ሕትመት፣ ኣቑሑት ፅሬትን ዝተፈላለዩ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 5, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 5, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ምምሕዳር መዕርፎ ነፈርቲ ኣክሱም ኣብ ውሽጢ መዕረፎ ነፈርቲ ተርሚናል ዝርከቡ ንዝተፈለዩ ኣገልግሎታት መረደእታ ዝውዕሉ ክፍቲ ቦታታት ኣወዳዲሩ ከካሪ ብተወሳኺ ውን ኣብ ውሸጢ ሓፁር ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 19, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣክሱም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/ ካልኦት ዝሽወጡ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ሳባ እምነ በረድ ሓ/ዝ/ው/ማ ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ምህርትታት ብጨረታ ኣወዳደሩ ክሸይጥ ስለዘደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ በቲ ምህርቲ ብኣካል ኣብ ዋና ፋብሪካ ዓድዋ ቀሪብኩም ብምርኣይ ክትጫረቱ ምኻንኩም እናሓበርና ዝርዝር መበገሲ መሸጢ ዋጋ ድማ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 19, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 19, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ፍረ -ስውኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ንእንስሳ ዝውዕል ሳዕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ስለዚ ክትገዝኡ እትደልዩ ተጫረቲ ኣብ ትካልና ብኣካል ብምምፃእ እቲ ንእንስሳ ቀለብ ዝኸውን ሳዕሪ ብኣካል ምርኣይ ይከኣል።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 19, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 19, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ኣብ 8.9 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ሳዕሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረበ ረቋሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 21, 2011 09:45 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 21, 2011 10:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሂወት እርሻ መካናይዜሽን ኃ/የተ/የግ/ማህበር በ2009/10 ዓ/ም ምርት ዘመን ካመረተው የጥጥ ምርት የተገኘ 10,000 (አስር ሺ) ኩንታል የጥጥ ፍሬና 1000 (አንድ ሺ) ኩንታል መንግቢን /ማሾ/ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 15, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 15, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኩኑ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 5, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 12, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 12, 2011 03:01 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
31
32
33
34
35
36
37
38
39
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (50)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(16)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(24)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (691)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(183)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(73)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3639)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (731)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(611)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2270)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (179)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(83)
ኦዲት ተዛማድኡን(94)
ሕርሻ (341)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(145)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(36)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1718)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(294)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(758)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(141)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(417)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1382)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1300)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (135)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (161)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(12)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1508)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(753)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(695)
ምግብን መስተን (358)
ኣቅርቦት ምግቢ (275)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1091)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1017)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (228)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (262)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (666)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(178)
ፅገና ሞተርሳይክል(137)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(47)
ፅገና ተሽከርካሪ(231)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (289)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(47)
ምስሊን ቀረፃን (16)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(11)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1424)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1127)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(290)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (598)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(31)
መኪና ክራይ(429)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (869)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(414)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(428)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (946)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(854)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(67)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (414)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(324)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (324)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(316)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(6)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (518)
ዕድጊት መኪና(14)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(212)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (214)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(166)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)