ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ

ስለዚ ክትጫረቱ  እትደሊዩ  ናብ ቤት ፅሕፈትና (ትካልና ) እቲ ንብረት ብኣካል ብምርኣይ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ከተማ ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ መስተ ማይ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምርን ካብ ዕለት 10/03/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/03/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ሰነድ እናመፃእኹም ክትወስዱ ክትዕድጉ ከምእትኽእሉ እናገለፅና ተጫረቲ እዞም ነጥቢታት ከማልኡ ይግባእ::

1 ተጫራታይ ቅድሚ ሰዓራይ ምዃኑ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን 3000.00 ቅርሺ መኸበሪ ጨረታ ከትሕዙ ኣለዎም።ንዝተረፉ ንብረታት ድማ 500.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

2 ተጫረቲ ንዝጫረትዎ ንብረት ብፖስታ ብምዕሻግ ናብ ሳፁን ከእትው ኣለዎም።

3 ኣብቲ መምልኢ ሰነድ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኾይኑ ተቀባልነት የብሉን።

4 እቲ ምልክታ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 10/03/2011ዓ/ም -30/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ቅ.ቀትሪ ክፍቲ ኾይኑ በቲ ግዜ ንሱ ልክዕ ሰዓት 4:15 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

5 ተጫራታይ እቲ ንብረት ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ ሓሙሽተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት  እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ የልዕል።

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0923-303430 0914-043039 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ኣድራሻና ከተማ ዓብይ ዓዲ 03 ቐበሌ ንመስመር ሓዉዜን ዘዉፅእ መንገዲ ንርከብ