ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ፈርኒቸር ገፅ 13
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሐት ኤሌክትሪክ : ሕትመት : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ሞትር ሳይክል : ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሐትምን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወረዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ዕቋርን ልቃሕን መሓዙት ንመቐለን ኣብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ ንዝኸፈተቶም ጨናፍር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቢሮ ኣቁሑት ፈርኒቸር/ን ኤለትሮኒክስን ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለያ አብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ : ኮምፒተር ኣክስሰሪን : ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት : ናይ ተሽከርከርቲ ማለትን መኪናን ሞተርን ሳይክልን መለዋወጠ ኣቅሑት : ሕትመት ስራሕቲ : መሳርሒ ህንፃ : ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15100.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት መሳርሒ፤ ንኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ንምዕዳግን ተወሳኺ ድማ ንኣባላት ማስታወቅያን ንተሃነዕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሕትመታትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ካስርሕ ስለዝደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቢሮን ንኣብት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሀ ናዉቲ ኣቅሑት ገዛ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ለ መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሐ ናይ ቢሮ ሐለዋ ግልጋሎት ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 08:45 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ስራሕቲ ሓለዋ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፋለለየ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልገሎት ናይ መኪና ፅገና ብጨረታ አወዳዲሩ ንሐደ ዓመት ሙሉእ ገፀግን ይደሊ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ተወዳደርቲ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ንብረት (Electronics and Furniture) ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንሰ ኣደዳይ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስን (ኮምፒተር፣ፕሪንተር ካልኦትን)፣ ህንፃ መሳርሒ(ጀነሬተር)፣ ስፖርት ኣቁሑ(ሳይክል)፣ ናይ ቢሮ ኣቑሑት(ፈርኒቸር)፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ካብ ቆዋሚን ሃላቒን ወፃኢ ዝኾኑ ኣቑሑትን ኣብ በጀት ዓመት 2024/2025 ኣፈ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተረከበ በጀት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀምሉ ናዉቲ ቢሮ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወረዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 02:31 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤትፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ናይ UNDP በጀት ንሴክተራት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኣቅሑት ሐደ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት: ክልተ ናይ ኦፊስ ፈርኒቸት ኣቅሑት : ሰለሰተ ሞተር ሳይክል ንምግዛእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ራያ ጨርጨር
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
9
10
11
12
13
14
15
16
17
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (699)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(365)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(71)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3675)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (738)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2297)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (181)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (343)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1744)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(299)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(90)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(149)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(425)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1409)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1327)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (138)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (162)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1522)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(762)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(700)
ምግብን መስተን (367)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1097)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (229)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (264)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(128)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (679)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (293)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(217)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (17)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1444)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(303)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (601)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (875)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (987)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(892)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(70)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (415)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (327)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(318)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (521)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)