1 ናይ ዘመኑ ፍቃድ ዝሐደስኩም ካብ ልምዓት እቶት ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም
2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2016 ዓም ዘፍለጥክምሉ ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
3 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ ቲን ናምበር ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዘይምለስ ንሕድሕድ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል
5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ዝተዉሃቦ መዓልቲ ዉዕሊኣሲሩ ቀዳማይ ደረጃ ንብረት ክተቅርቡ እትክእሉ ክትጫረቱ ይዕድም
7 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 7/2/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል
8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ብክልተ ነናይባዕሉ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ክተእተዉ እትክእሉ
10 ጨረታ ዝዕፀወሉ 22/2/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 22/2/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይከዉን
11 እዚ ዋጋ እዚ ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914134672 0925307592