ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ብትካል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነታት መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ሞተር ዘይትን ግሪስን ብሎት ብምምዳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 26, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ MDG ዝተረከበ በጀት ኣብ ዝተፈላለየ ጣብያታት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም 19 ናይ ሓባር ዒላታት ኣብ ክልተ ሎት ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 11, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ ኤስኤልኤም ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 21, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ ጣብያታት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ 25 ሜትሪክ ኪዩብ ዝሓዘ መጠራቀሚ ማይ ገንኢ ማይ መዐደሊ ናቁጣን መስመር ዝርገሐን ብደረጃ 6ን ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 16, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ፅሬት አቁሑት ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት አብ ክልተ ሎት ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያታት ዓዲ ጎሽን ማይ ወይኒን 6 ናይ ሓባር ዒላ ብደረጃ 7ን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ፅሬት አቁሑት ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት አብ ክልተ ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 2, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 30, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 13, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 13, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 3, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 14, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 14, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ወረዳታትና 22 ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 19, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፋለለዩ ንብረት ካብ ስሩዕ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 23, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ ክልል ዝተመደበ መደበኛ ማለት እዉን AGDP በጀት ኣብ ጠብያ ራብያን ክልተ ኣብ ጠብያ ዉህደት ክልተ ዓሞቅቲ ጎዳጉዲ ፓምፕ ናይ ትቦ መስመር ዝርገሐ ሲስተም ብተወሳኪ እዉን ኣብ ጣብያ ዉህደት ክልተ ገዛ ናይ ጀነሬተር ጎደጉዲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 28, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሐመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 28, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ባምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 26, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 10, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 10, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ፖሊስ ቃፍታ ወረዳ ሑመራ ግጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ቃፍታ ወረዳ ሑመራ ግጋሎት ዝዉዕሉ ምድብ 1 አቁሑት ፅሬት ምድብ 2 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ምድብ 3 ስራሕቲ ሕትመት ምድብ 4 ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ዕድጊትክፍፅምይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 14, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 14, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣገልግሎት እናሃባ ዝረከባ ተሽከርከርቲ መኻይን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ምፅጋን ካብ ስሩዕ በጀት ንፅገና ኣገልግሎት ዝውዕል ብምድብ ብምክፋል ምድብ1- ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፤ምድብ 2- ጎማ መኪና ፤ ምድብ 3- ዘይትን ግሪስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ተሽከርካሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ወረዳና ዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ኣብ 2011ዓም በጀት ዓመት ፅገና ሰርቪስ ከካይድ ይደሊ። ብምዃኑ ነዚ ክፍፅሙ ዝኽእሉ ደረጃ 2ተ ልዕሊኡን ዝኾኑ ጋራጃት ናይ ኢድ ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ቃፍታ ሑመራ ኣገልግሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ኣብ 2011ዓም በጀት ዓመት ፅገና ሰርቪስ ከካይድ ይደሊ። ብምዃኑ ነዚ ክፍፅሙ ዝኽእሉ ደረጃ 2ተ ልዕሊኡን ዝኾኑ ጋራጃት ናይ ኢድ ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 1 ኣቅሑ ፅሬት፣ ሎት2 ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 3 ናይ ሞተር ሳይክል፣ ሎት 4 ናይ ፈርኒቸር፣ ሎት 5 ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 13, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሚያዝያ 13, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያ ማይ ካድራ ፍሉይ ቦታ ሕርሻ ሜኬናይዜሽን ከባቢ ዝርከብ ፀፀር 02 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:32000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣገልግሎት እናሃበት ትርከብ መኪና ኮድ 4 01166 ንፅገና ዝውዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 3, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 16, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ብድጎማ ካብ ዝተረከበ በጀት ሎት 1 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 2 ውፅኢት ኣቅሑት ቢሮ ዝኮኑ ንክዕድገሎም ብዝሓተቱና መሰረት ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 15, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ንፅጉማት ሕ/ሰብ ኣገልግሎት ዝውዕል መሸላ ንክዕድገሎም ብዝሓተቱና መሰረት ንምግቢ ሓገዝ ዝኮን 200 ኩንታል ኮረኩራ ዝዓይነቱ ምሸላ ናብ 14 ጣብያታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 15, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ሓራጅ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያ ማይ ካድራ ፍሉይ ቦታ ሕርሻ ባኒቲዎት ሕርሻ ሜኬናይዜሽን ከባቢ ዝርከብ ፀፀር 02 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 20, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:32000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ሓራጅ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያ ማይ ካድራ ፍሉይ ቦታ ሕርሻ ባኒቲዎት ሕርሻ ሜኬናይዜሽን ከባቢ ዝርከብ ፀፀር 02 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 20, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:32000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ካብ ናይ 2012ዓ/ም ሱርዕ በጀት 1 መሳርሒ ፅሕፈት 2 ኣቁሐት ፅሬት 3 ኤሌክትሮኒክስ 4 ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብሎት ብምምዳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 25, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 4, 2012 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መስከረም 4, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣጎልግሎት ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝዉዕሉ ካብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናዉቲ ቢሮ ፣ ናዉቲ ስፖርት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያ ማይ ካድራ ፍሉይ ቦታ ከባቢ ሂወት ሕርሻ ዝርከብ ፀፀር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣጎልግሎት ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝዉዕሉ ክልተ እግረን ሞተር ሳይክል፣ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣጎልግሎት ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝዉዕሉ ክልተ እግረን ሞተር ሳይክል፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝተዳቀለ ማንጎ ግራፋጥጥ ንክንዕድጎሎም ብዝሓተትና መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝተዳቀለ ማንጎ ግራፋትድ ንክንዕድጎሎም ብዝሓተትና መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 11, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 11, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝተዳቀለ ማንጎ ንክንዕድጎሎም ብዝሓተትና መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈታት ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ኣጎልግሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት 1 ዝተፈላለዩ ዓይነታት ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ዝተፈላዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ሎት 2 ዘይቲ ሞተር ቁፅሪ 40 ካብ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንሴክተር ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌከትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 25, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 25, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽረ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 29, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (713)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(190)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(79)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3719)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (744)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(615)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2333)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (184)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(85)
ኦዲት ተዛማድኡን(97)
ሕርሻ (348)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1803)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(323)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(776)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(161)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(432)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1430)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1348)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (139)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (164)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(120)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1532)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(705)
ምግብን መስተን (376)
ኣቅርቦት ምግቢ (293)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1107)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1032)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(53)
ጥዕና (230)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(213)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (266)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(130)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (687)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(239)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (297)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(218)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(53)
ምስሊን ቀረፃን (18)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1462)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1144)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(311)
ስራሕቲ ምልላይ (64)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(24)
ክራይ (610)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (894)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(429)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(437)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (70)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1043)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(938)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(79)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(19)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (428)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(27)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(332)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (329)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (523)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(216)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (216)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(45)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)