1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን፤
3 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርድ ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወዳደሩሉ መረዳእታ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ፣
4 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 7000.00 ሽሕ ቅርሺ ንኣቁሐት ፅሬት 2000.00 ቀርሺ ንኤሌክትሮኒክስ 7000.00 ቅርሺ ንሕትመት ስራሕቲ 2000.00ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል፤
5 እዚ ጨረታ ካብ 24/12/2011ዓ/ም ክሳብ 04/01/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ፣
6 እዚ ጨረታ 05/01/2012 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት፡፡
7 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 01 ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል ፤
9 ተወዳዳይ ሰነድ ጨረታ ሽም ኣድራሻ ፊርማ ማህተም ክገብርሉ ኣለዎም፡፡
10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ 30 መዓልቲ እዩ፡፡
12 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-480183/ ብምድዋል ምሕታት ይከኣል፡፡