ኪኢላ ዕደጋ

Tigray Plan and Economic Development Bureau

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ኪኢላ ዕደጋ ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም።

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን

ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐብሊክ ፕሮክሩመንት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ብኮኦፖረቲቭ

ቀደማ ዲግሪ 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ካልኣይ ዲግሪ 5+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ

Read More

ኪኢላ ስታስቲካዊ ሓበሬታ ፖሊሲ መፅናዕቲ

Tigray Plan and Economic Development Bureau

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ፖሊሲ መፅናዕትን ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም።

ትምህርቲ ደረጃ

ብስታስቲክስ፣ ኢኮኖሚከስ፣ ሕርሻ፣ ዲቨሎፕመንት ስታዲስ፣ጂኦግራፊን ኢንቫይሮመንታል ስታዲን፣ ማናጅመንት

እኩል ናይ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን ፓኬጅን

ንቀዳማይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልመዲ

ንማስተርስ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ

Read More

ዋርድያ

Tigray Leadership Institute

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም

  • 4ይ ክፍሉ ዝወደኣ 2+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ 5ይ ክፍሊ ዝወደኣ 0ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኮይኑ ዕጡቅ ዝኮነ ቅድሚያ ይወሃቦ

Read More

ጥረዛ ሰራሕተኛ

Tigray Leadership Institute

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም

  • ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኤኬልትሮኒክስ ተመሳሳሊ ዝተመረቐ/ት 12+ ወይ 10+ ክፍሊ ዝወደኣ 6 ዓማት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ወይ 10+1 ወይ ብብርኪ ሓደ ዝተመረቐ 4 ዓመት ስራሕ ልምደዲ ዘለዎ ወይ ብ10+2 ወይ ብብርኪ ክልተ ዝትመረቐ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ወይ ብ10+3 ወይ ብብርኪ ሰለስተ ዝተመረቐ 1 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ

ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊሰር

Tigray Leadership Institute

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም

  • ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግሪ 5 ዓመት ወይ 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ዋ

Read More

ኣካውንታንት

Tigray Leadership Institute

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም

  • ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ዋ

  • መደረታዊ ናይ መንግስቲ ምሕደራ ፍልጠት ዘለዎ/ዋ

  • መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ

  • ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግር ወይ ብብርኪ V ዝተመረቐ 6 ዓመት ወይ 2ይ ዲግሪ 4 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ

Read More

በዓልሞያ ብኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ቴሓር

Tigray Leadership Institute

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም

ተደላይ ክእለትን ደረጃ ትምህርቲን

ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኤም.ኣይ.ኤስ፣ ሶፍተዌር ኢንጅነሪንግ ተመሳሳይ ብ5+ ዓመት ወይ 4+ ዓመት ወይ ብ3+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ወይ ብብርኪ V ዝተመረቐ ኮይኑ ኣብ ብርኪ V ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

Read More

በዓል ሞያ ፅገና ኣይ-ሲ-ቲ

College of Science Dr. Tewelde

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ት/ቲ ደረጃን ስራሕ ልምዲን

  • 1ይ ዲግሪ ብ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ዘለዎ/ዋ

  • መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ

  • 6+ ዓመት ስራሕ ተዛማዲ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ

Read More

ገንዝብ ተሓዚት

Tigray Labor and Social Affairs Bureau

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ዓይነት ትምህርቲ

ብኣካውንቲንግ

ፐርቸይዚንግ

ማናጅመንት

ቋሚ

ተደላይ ክእለት

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ካብ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4+ ዓመት ስራሕ በቲ ሙያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ

ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ

Read More