የትግራይ ልምዓት ማሕበር

መግለጫ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲፕሎማ /ዲግሪ ብአካዉንቲንግ: ማናጅመንት ን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዓይነት ትምህርትን

ተፈላጊ ችሎታ

መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር

ስራ ልምድ

ንዲፕሎማ 2 ዓመት

ንዲግሪ 0 ዓመት

How to apply

ነዚ ረቋሒ እተማልኡ መረዳእታ ትምህርትኩምን ስራሐን ብምሓዝ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ምስ ምስ CV ብምትሕሓዝ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ መዓልትታት ጀሚሩ ዘሎ 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቢሮ ምምሕዳርሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 410 ብምምፃእ ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ስቁ 0344409923