ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ

መግለጫ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ብአካዉንቲንግ ማስተር ዘለዎ/ ዋ

ተፈላጊ ችሎታ

ብአካዉንቲንግ ማስተር ዘለዎ/ ዋ

ስራ ልምድ

ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ ዋ

How to apply

አመልከቲ ናይÂ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዱኩምን CVን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ፐርሴኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 25/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 02 /07 /2008 ዓም ሰዓት 12፡00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር