ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ

መግለጫ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም።

ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም

4ይ ክፍሊ ዝወደኣ/ት ኮይኑ ቀሊል ፍሉይ ተንቀሳቃሲ መሳርሒ ፍቓድ መዘወቂ ዘለዎ/ዋ ኮይኑ በቲ ሙያ 2 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ

የትምህርት ደረጃ

ተፈላጊ ችሎታ

ስራ ልምድ

How to apply

  • ምዝገባ ዕለት ጠካብ ዕለት 19/06/2006 ክሳብ 23/05/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት

  • መመዝገቢ ቦታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህነፃ ቢሮ ቁፅሪ 145 ምምሕዳር ሓይሊሰብ

  • ፈተና ዝወሃበዑ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ

  • ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩምን ስራሕ ልምድኹምን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናል ዝተገናዘበ ክተቅርቡ ኣለኩም/ክን