አድቬንቲስት ትምህርት ቤት መቐለ

መግለጫ

ቤት ትምህርቲ አድቬንቲስት መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ብቁዓት ተወዳደርቲ መልሚሉ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲፕሎማ ዝተመረቀ

ተፈላጊ ችሎታ

መምህር MBC

Maths,Basic Science and Civic

ስራ ልምድ

ዲፕሎማ ዝተመረቀ

2ተ ዓመትን ልዕሊኡን

How to apply

መመዝገቢ ዕለት ካብ ጥሪ 27/ 05 /08 ክሳብ የካቲት 4 /06 /2008 ዓም

መመዝገቢ ቦታ ቤት ትምህርቲ አድቬንትስት መምሕዳር ቢሮ

መመዝገቢ ዕለትን ሰዓትን ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ኩሉሸዕ ንጉሆ ካብ ሰዓት 200 ክሳብ 1100 ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0910771199 ወይድማ 0914037198