ቫራይቲ 2000 PLC

መግለጫ

ቫራይቲ 2000 ጠ/ን PLC ኣብ ትሕቲኡ ንዝርከብ እሰይ ፖርክ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ዝስዕብ መዐቀንታት ዘማልኡ አወዳዲሩ ንምቁፃር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲግሪ

ዲፕሎማ

ተፈላጊ ችሎታ

ሆቴል ማናጅመንት ፣ሆቴል ኤንድ ቱሪዝም  ዲግሪ ወይም ዲፕሎማ

ስራ ልምድ

ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ዲፕሎማ 4 ዓመት

How to apply

መመዝገቢ ቦታ: ኣሉላኣባነጋ ኤርፖርት ከባቢ ኣብ ዝርከብ እሰይ ፖርክ

መመዝገቢ ዕለት :27/ 05/ 2008 - 10 /06 /2008

ስልኪ:0348409914/ 0914757313