የትግራይ ክልል እቅድና ፋይናንስን ቢሮ

መግለጫ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣ/ ከ/ ስ ልምዓታዊ ትልምን ኪኢላ መረዳእታን መፅንዓትን ስነህዝብን ልምዓትን ብዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ብናይ ደገ ዝዉዉር ቁፃርን ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቀሕ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም

የትምህርት ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብዲሞግራፊ ፣ሶሾሎጂ ፣ፖፕሌሽን ስታዲ ፣ኣፕላይድ ጂኦግራፊ፣ ኢንቫይሮንመንት ሳይንስ ፣ኢኮኖሚክስ፣ RLDS  ፣ፖፕሌሽን ኤንድ ዴቨለፕመንት፣ ዴቨለፕለንት ስታዲስ ፣ሕርሻ ኪኢላ

ተፈላጊ ችሎታ

ኣግባብ ዘለዎ ትምህርትን አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ

ስራ ልምድ

7ዓመት  ማስተርስ

9 ዓመት ዲግሪ

ኣግባብ ዘለዎ ትምህርትን አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ

How to apply

ተወዳደርቲ ናይ ማህደር ፅሬትን ሰነ ምግባርን ዝገልፅ ደብዳቤ ከምኡዉን ናይ 3ተ ግዜ ወይ ናይ 2ተ ግዜ ዉፅኢት አፈፃፀማ ስራሕ ክትቅርቡ

ናይ ምዝገባ ዕለት :ካብ 25 /05 /2008 ዓም ክሳብ 5/ 06 /2008 ዓም

COC ዝምልኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ

ካብቲ ምልክታ ወፃኢ ዓይነት ትምህርቲ አይነተኣናግድን

ናይ ምዝገባ ቦታ: ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ዩ

ስልኪ ቁፅሪ 0344407384