ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ

መግለጫ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

  • E .D. P. M / MA/
  • ማናጅመንት / MA/

ተፈላጊ ችሎታ

2ተ ዓመት ብርሕቀት መተሓባበሪ ኮይኑ ዝሰርሐ /ት

ስራ ልምድ

2ተ ዓመት ብርሕቀት መተሓባበሪ ኮይኑ ዝሰርሐ /ት

How to apply

ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ፐርሴነል ክፍሊ ካብ ዕለት 23/ 05/ 2008 ዓም- 30 /05 /2008  ዓም ክሳብ ሰዓት 11 ፡00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344410465