የትግራይ ክልል ፀረ ሙስና ኮሚሽን

መግለጫ

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይና ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

1ይ ዲግሪ ኮይኑ ብአካዉንቲንግ ፣ማናጅመንት፣ ፐብሊክ ፋይናንስ ዝተመረቀ /ት

ተፈላጊ ችሎታ

ሓለፊ ምም /ርን ፋይናንስ፣ሒሳብን በጀትን ሓለፊ ሰራሕተኛ፣ሒሳብ ሰራሕተኛ ፣ፋይናንስ ኦፊሰር፣ፋይናንስ ሪፖርት ኦፊሰር፣ሒሳብ ኢንስፔክሽን ሓለፊ ሰራሕተኛ፣ሲኒየር አካዉንታንት፣ሒሳብን ወፃእታትን በዓል ሞያ ፣ወናኒ መተሓባበሪ ዕደጋ ፣ኪኢላ በጀት፣ኪኢላ ዉሽጢ ፣ኦዲት / ደገ ኦዲት ፣ካፒታል መደበኛ በጀት ሓለፊ ፣ክፍሊትን በጀትን ኪኢላ ፣ብትልም በጀትን፣ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብሓለፍነት ዝሰረሐ

  • ብተዘዋዋሪ አግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ 50%

ጠ /ቅግልጋሎት ሰራሕተኛ ፣ንብረት ሰራሕተኛ ፣ምም/ ር ንብረት ዳታ ኢንትሪ ፣ኢንኮደር ንብረት መዝገብ  ንብረት ዕደጋ

ስራ ልምድ

 6 ዓመት

How to apply

ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ስራሕ መደብ ንምምዝጋብ እትቀርቡ ተወዳደርቲ ዋና መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ትክእሉ

ናየ ምዘገባ ዕለት ካብ 17 /05/ 2008  - 23 /05/ 2008 ዓም

ቦታ ኮሚሽን ስነ ምግባር ግዕዝይናን ክልል ትግራይ  ኮምፕሌክስ ህንፃ ጥቃ ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 265 ቀዳማይ ደብሪ  ሓይሊ ሰብ

ምዝገባ ሰዓት ኩሉግዘ ኣብ ስራሕ እዋን

ፈተና እትቀርብሉ ዕለት ብምልክተታ ዝግለፅ ምካኑ ንሕብር

ብሓዱሽ መምርሒ  መመዘኒ  ብቅዓት COC ከቅርብ ዝክእል

0344411964