መግለጫ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተጠቂሶም ዘለዎ ዓይነት ሞያታት ኣብ ትሕቲ ጥዕና ቢሮ ዝርከባ ጥዕና ትካላት ኣወዳዲሩ ክምድብ ስለዝደሊ ነቲ ረቋሕ እተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ካብ 29 /04/ 2008 ዓማ ክሳብ 09/ 05 /2008 ዓም ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ
ኣብ ዝተመደቦ ቦታ 2ተ ዓመት ከገልግል ፍቃደኛ ዝኮነ /ት
የትምህርት ደረጃ
ላብራቶሪ ዲግሪ
ተፈላጊ ችሎታ
ላብራቶሪ ዲግሪ
COC ዝምልከቶ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
ስራ ልምድ
0
How to apply
- COC ዝምልከቶ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 10/ 05 /2008 ዓም ሰዓት 3 ፡00 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣዳራሽ ፈሊጥኩም ብእዋንኩም ክትርከቡ ነተሓሳስብ