ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

መግለጫ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተጠቂሶም ዘለዎ ዓይነት ሞያታት ኣብ ትሕቲ ጥዕና ቢሮ ዝርከባ ጥዕና ትካላት ኣወዳዲሩ ክምድብ ስለዝደሊ ነቲ ረቋሕ እተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ካብ 29 /04/ 2008 ዓማ ክሳብ 09/ 05 /2008 ዓም ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ

ኣብ ዝተመደቦ ቦታ 2ዓመት ከገልግል ፍቃደኛ ዝኮነ /ት

የትምህርት ደረጃ

ፋርማሲ ዲግሪ

ተፈላጊ ችሎታ

ፋርማሲ ዲግሪ

 COC ዝምልከቶ መረዳእታ ከቅርብ  ዝክእል

ስራ ልምድ

0

How to apply

  1. COC ዝምልከቶ መረዳእታ ከቅርብ  ዝክእል
  2. ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 10/ 05 /2008 ዓም ሰዓት 3 ፡00 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣዳራሽ ፈሊጥኩም ብእዋንኩም ክትርከቡ ነተሓሳስብ