አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኋላ/የተወ/የግ/ማህበር

መግለጫ

ኣደዳይ  ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ጨንፈር መቀለ ስራሕ ንደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቀሒ ተማልኡ ኣድላይ መመዘኒ ብምቅራብ ትምዝገቡ ንዕድም

የትምህርት ደረጃ

10 +1  2 ዓመት

10 +2   0ዓመት

10 +3   0  ዓመት

ተፈላጊ ችሎታ

ኣተሓሓዛ ሒሳብ ሲኦሲ ዝሓለፈ

ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ምዉዳብን ምልዕዓልን ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ዕቀር ልቃሕ ሕብረት ስራሕን ዘገልገለ

 

ስራ ልምድ

10 +1 2 ዓመት

10 +2  0ዓመት

10 +3  0  ዓመት

How to apply

ምዝገባ ካብ 30 /04 /2008 ዓም 07 /04 /2008 ዓም

መመዝገቢ ቦታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ 3ይ  ደብሪ

ደቂ አነስትዮ ነተባብዕ