የትግራይ እርሻ ምርምር ኢንስቲትዮት

መግለጫ

ኢንስትቲዩት  ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሉ ንዘሎ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተማልኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
 

የትምህርት ደረጃ

ዲግሪ ብማኔጅመንት ዝተመረቐ

ተፈላጊ ችሎታ

ናይ ብቅዓት መረጋገፂ (COC)  ዘለዎ/ዋ

ስራ ልምድ

6+ ዓመትን ልዕሊኡን ዘሎዎ/ዋ

How to apply

  •  ተወዳደርቲ ኣግባብ ዘለዎ መረዳእታ ትምህርቲን ሰራሕ ልምዲን ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ንክቕርቡ ነተሓሳስብ
  • ምዝገባ ቦታ ኢንስቲትዩ ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ 
  • ምዝገባ ዕከት ካብ 25/04/2008 ክሳብ 29/04/2008 ዓ/ም 
  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ። ንተወዳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344407901 ምሕታት ይካኣል።